ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛናን ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዛና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (20 Days)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ
  • location: ወረዳ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 08:30 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ቅዳሕ ን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ከቅረቡ ዝክእሉ

3 ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳአታ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛናን ክወስዱ ይክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ አታዊ ዝኮነሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛናን ግዜ መእታዊ ሳንዱቅ ጨረታ ይከዉን

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 13/2/2017 ዓም ከሳብ 28/2/2017 ዓም ኮይኑ 28/2/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ተጫራቲ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሉ መሰረት ኣታዊ ክገብር አለዎ

9 ሰዓራት ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛና የረክብ

10 ቤት ፅሕፈትና ኣብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ሰዓራይ ተጫራቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዝ ዝክእል

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914435341

Backs
Tender Category