ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management commission) ሰፔር ፓርት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (17 Days)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ናይ ፕርፎርማ ምልክታ

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management commission) ሰፔር ፓርት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።

ተ.ቁሞዴል ዓይነትዓይነትመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ፍሬን ሻራ ናይ ቅድሚት1HZ ኮብራ(105)ሴት1
2ናይ ድሕሪት ፓዳ ሻራ1HZ ኮብራ(105)ሴት1
3ናፍጣ ፊልትሮ1HZ ኮብራ(105)ቁፅሪ1
4ዘይቲ ፊልትሮ1HZ ኮብራ(105)ቁፅሪ1
5ቡሺንግ ለወር ኣርሚkn/25ቁፅሪ4
6እሰፐኪዮ ፀጋምkn/25ቁፅሪ1
7ዋይፐርkn/25ቁፅሪ2
8ኦይል ፊልትሮኒሳንቁፅሪ6
9ዘይቲ ፊልትሮy61 ኒሳንቁፅሪ2
10ናፍጣ ፊልትሮy61 ኒሳንቁፅሪ2
11ፓድ ቅድሚትy61 ኒሳንሴት1
12ፓድ ድሕሪትy61 ኒሳንሴት1
13ኣየር ክሊኔረ(ደብተር)y61 ኒሳንቁፅሪ1
14መሪ ቴስትኒy61 ኒሳንቁፅሪ4
15እስዊች ኣሰይኒሳንቁፅሪ1
16ኣርም ኣሰይ(ኮምፕሊት ምስ ሆልደሩ) ዘዋሪኒሳንሴት1
17ሳብ ታንከር እስዊች(መቀያየሪት)ኒሳንቁፅሪ1
18ክላክስ 12v ኦርጅናልኒሳንቁፅሪ2
19ፋን ቤልትኒሳንሴት1
20ኮሌነት ቅድሚት ድሕሪትንኒሳንቁፅሪ10
21ፋን ችንግያኒሳንቁፅሪ1

መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

1. ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2. ፐርፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/02/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ይዕፀው።

3. ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ፐርፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ።

4. ፐርፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 21 /02/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00

5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ክሳብ ዕለት 23/02/2017 ብናይ ባዕሉ መኪና ጠቕሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

7. እዚ ፐርፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልል

8. ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ዘይገብር ተወዳዳሪ በቲ መምርሒ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ተመጣጣኒ ቅፅዓት ይውሰደሉ

9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0919550619/0914705890ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category