ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (29 Days)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 09:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 04:00 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ኮምፒተር ቀለም05Aብቁፅሪ50
2ኮምፒተር ቀለም151Aብቁፅሪ60
3ኮምፒተር ቀለምTK 3100ብቁፅሪ30
4ናይ መያ ፍቃድ ረጐድ ወረቐትA4 size, 180ብደስ100
5ናይ ኮምፒተር ወረቐትA4 size, 80"ብደሰጣ500
6እሁ/U/በዓል 10 ዝሕዝበዓል 10ዝሕዝባኬት30
7እስቴፕለር ሽቦ ንእሽተይ24/8 10 ፓኬት ኣብ ባኮ ዝሕዝባኮ50
8ፕላስተር ሻራረጉድብቁፅሪ20
9ቢሮ እስክሪቢቶብባኬትብሳምፕል100
10ቢሮ እስክሪቢቶ ቀይሕብባኬትብሳምፕል2
11ማህተም ቀለምብቁዕሪ50
12ዲቫይደርብሳምፕልብቁዕሪ16
13ፍለሽ32 Xብቁፅሪ15
14ሃርድ ዲስክ500 ጂ'ብቁዕሪ5
15ካኪ ፖስታማእከላይዕሽግ20
16ፕሮተኮል መዝገብዓብይብቁፅሪ50

እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/02/ 2017ዓ/ም - ዕለት 19/02/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ

ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

Backs
Tender Category