ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32W ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ።
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (21 Days)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:10,000
  • location: ሓዉዜን
  • Bid Document Price:1,000
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 08:30 Afternoon
  • Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32W ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ።

1. ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 1,000 ብር ዝክፍል

3. ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 15/02/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/02/2017ዓ/ም ንተከታታሊ 10 መዓልትታትይከዉን።

4. ምልክታ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ድማ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ስዓት 800 እዩ።

5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣብ 10 መዓልቲ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ይከውን።

6. ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጭረታ ምክፋቱ 10,000 ብር(ዓሰርተ ሽሕ ብር) ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ ።

7. ኣብ ጨሪታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ስም፣ፌርማን ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ጨረታ ክግበሮ ኣለዎ::

8. ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ብስፒኦ/ብጥረ ገንዘብ/ ዘትሕዝ።

9. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ደብዳቤ ካብ ዝፈለጠሉ(ዝተፅሓፈሉ) ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝሰዐሮ ንብረት አታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ዉዕሊ መክበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተት

10. ኣብዚ ጨረታ ዝኮነ ተጨራታይ ኮነ ኢሉ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕ ወይ ክዓ ከዛብዕ ዝሙክር ዘትሕዞ መክበሪ ጨረታተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄ/ክ/መ/ት ቀፅሪ 5/2016 ብዝእዝዞ መሰረት ናብ ሕጊ ቀሪቡ

ተሓታታይ ይከዉን፡፡

Backs
Tender Category