ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድቲን ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ውዕሊ ክአስር ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (28 Days)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 04:00 Morning
  • Computer and Electronics Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ ጥቅምቲ - 2017 ዓ.ም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድቲን ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ውዕሊ ክአስር ይደሊ፡፡

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

• በቲ ዘርፊ ናይ 2016/2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 14/2/2017 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 18/2/2017 ስዓት 3፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡00 ይኸፈት፡፡

• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፣

• እዚ ፐሮፎረማ ኣብ መንጎ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን መቕረባይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡

• ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ፅገና ምግባር ናይ ዓመት ውዕሊ ዝአስር፡፡

• ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category