ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቁፅሪ 55/01/2017ዓ/ም
ዕለ 11/02/2017ዓ/ም
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ በቢ ሓደ ኩምሪ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||
1 | ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 1 ምሻጥ | ኩምሪ | 01 | ||
2 | ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 2 ምሻጥ | ኩምሪ | 01 | ||
3 | ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 3 ምሻጥ | ኩምሪ | 01 | ||
4 | ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 4 ምሻጥ | ኩምሪ | 01 |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ ተጫረቲ እቲ ዝጫረትዎ ድርቓ ብኣካል ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብምምፃእ በቲ ተሰይሙ ዘሎ መፍለዪ ቑፅሪ ሪኦም ናይ ሕድሕድ ኩምሪ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም
2/ ተጫረቲ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ቤትህንፀት ካብ ዕለት 12/02/2017 ክሳብ 18/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይኽእሉ እዮም እቲ ጨረታ ዕለት 18/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4 ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት
3/ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኣብ ፖስጣ ብምዕሻግ ናይ ኣድራሻ ዝጠቅስ መታወቅያ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ዝባን ፖስጣ ፌርማን ስልኪቁፅርን ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም
4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ናይ ዝሰዓሮ ድርቓ ገንዘብ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ኣካዉንት ኣታዊ ገይሩ እቲ ንብ ረት ከልዕል ኣለዎ ኣብቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ እቲ ገንዘብ ኣታዊ እንተዘይገይሩን እቲ ድርቓ እንተዘይኣልዒሉን መስራቤት ከሊእ መማረፂ ይወስድ
5/ መስራቤትና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
6/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤት ህንፀት መቐለ
Backs