ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:10%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 03:00 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ ናይ ፅሬት መሳርሒ

ዋኒኑ፣ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናዉቲ ብጨረታ ምዕዳግ ይምልከት

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

1- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2- ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3- ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4- ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 10% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

6- ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00 ብር ምዃኑ

* ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ስፐስፊኬሽን ወፃእ ዝቀርብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

* ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

* ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ባዕሉ ኣታዊ ክገብር ይግባእ

* ጨረታ ብዝተረኸቡ ሰባት ይኽፈት

* ዝቀርብ ንብረትኣገልግሎት ግዚኡ ናይ 2025ን2026 ኣ/ፈ ዘይወደአ ክኾን ይግባእ

ኣድራሻ

* ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን

ጎኒ ኢሜግረሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ

* ካብ ዕለት 06/02/2017 ዓ/ም ጀሚሩ 11/02/2017 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

ዕለት 13/02/201 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ

Backs
Tender Category