ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቅራብ ዝተፈላላለያ ዓይነት ሞዴል ንዝለዎን ሞተር ሳይክላት ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ጋራጅ ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ከቅርበ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (2 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:ንናይ መከይን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ፡ ንናይ ሞተር ሳይክልግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 5000 ቅርሺ / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /
  • location: ጉሎመከዳ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 05:00 Morning
  • Motorcycle Maintenance/ Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ተጫረቲ ሸም ኣድራሻ ክታም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ አለዎም

2 ንናይ መካይን ሰርቪስን ፅገናን  ሞተር ሳይክልን ፅገናን ባዕል ሞያ ጋራጅ ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዓዉድ ስራሕ ፈቃድ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ

4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ተወሳከ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ናይ ምዝገባ ወረቀት ምስክር

6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ዲክለር ዝገበርሉን ዝተገናዘበ መረዳእታን

7 ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ምስክርን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

8 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእል ምካንኩም

9 ናይ ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ምትሓ ዝከኣል ኮይኑ በዚ መሰረት ንናይ መከይን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ /  ፡ ንናይ ሞተር ሳይክልግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 5000 ቅርሺ / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዕት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ  ከትሕዙ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምካኑ ክትፈልጡ ይግባእ

6 በዚ መሰረት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/2/2017 ዓም ሰዓት 4፡30 ቅደሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ቅደሚ ተጫረቲ ወይ ተወከልቲ ኮይኑ በቲ ዕለት 15/2/2017 ዓም ሰዓት 5፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን መዓልቲ ኣብ ካላንደር እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937037779 0912941069

Backs
Tender Category