ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት/ኮምፒተር አቁሑት ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ገስጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 (2 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:30 Morning
  • Computer and Electronics Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት/ኮምፒተር አቁሑት ግልጋሎት ብረታብረትን ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

ስስዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማልአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ከዋዳደር ይክእል


ተ.ቁዓይነት ንብረት/ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀሳ ዋጋጠቅ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ቴሌቭዝንንምፅጋን

ቁፅሪ

1
2ናይ ክዳን ማሽንንምፅጋንቁፅሪ1
3ኮምፒተርንምፅጋንቁፅሪ1
4ፕሪንትርንምፅጋንቁፅሪ1

1. በቲ ዘርፍ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገደርስ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታብ አየር ዝፀንሐስ ገዜ ከብ ዕለት 4/02/2017ዓ/ም ከሰብ ዕለት 06/02/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንተከታታሊ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወደ ባዓስ እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓስቲ ይክፈት። 

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልገስን የገድድን እዩ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ዋና ቢርና ማሕበር ደቂ ñነስትዮ ትግራይ ብምምፃእ ውዕሊ ብምእሳር ፅሬቱ ዝሓለው ግልጋሎት ከቅርብ ዘክእል ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ብሙሱስ ይክን በክፍስ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስመ እዩ።

7. ንብረት/ገልጋሎት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓስ ዘየረከበ / ዘይሃበ መቅረባይ/ ነጋዳይ 10% ናይቲ ዝሳዓሮ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐስ ከፍስ ከተማ 1 ወያነ ጥቃ ኩሓ መነሃርያ ታክሲ መዕረፊ ከባቢ እንትከውን Gተ2 ቁፅሪ 15 ንርከብ ::

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስስኪ ቁፅሪ 251-034-440-03-36/40-69-68/69 Fax (ፋክስ) 251-034-40-87-36

Backs
Tender Category