ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሃለቅትን ቀወምትን ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈለ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ኣብ ቢሮ ፋይ/ ኢኮ /ልምዓት ናይ መቕረባይነት ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫትን (VAT) ዝተመዝገቡ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓም ዲክለሬሽን ከቅረቡ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::

7 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 268 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ክወሰዱ ይኽእሉ ካብ ዕለት 12/08/2008 ክሳብ 26/09/2008 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሙዉሳድ ይከኣል

8 ጨረታ ዕለት 26/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ዝዕፆ ይኸዉን::

9 ንኩሉ ከይዲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽዉን::

10 ኩሉ ጨረታ ተወዳደራይ አብቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

11 ጨረታ ብሸምዒ ዝተአሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ::

12 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስርሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::

13 ሰዓረይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ኸቕርብ ዝኽእል::

14 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ከምዝዉረስን::

15 እቲ ኮሚሽን ዝሐሻ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን በሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ ኾይኑ ከም ዉን ኣብ ዘጫረቶ ንብረት በዝሒ ምዉሳኽን ምቅናስን ዝከኣል ምኻኑ

16 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይንሉ::

17 አብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሐሳባት ብመብራህርሁ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከአል::

18 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል::

Backs
Tender Category