1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር : ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት : ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ ነሐሰ ቫት ዲክለሬሽን ሰርተፊኬትን ዘቅርብ
2 ንዝተዳለወ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ መደበኛ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 13 ካብ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27 /1/ 2017 ዓም ጀሚሩ 18/2/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
4 ኣብ ነብሰ ወከፍ ሰነድ ናይ ትካልኩም ክቢ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ
5 ናይ ጨረታ መከበሪ 10000 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒአ ሒዞም ከቅርብ አለዎም
6 ሰነድ ኣማለኡ ዘይአተዉ ተጫራታይ ዳሓር ዝመፅእ ዝኮነ ይኩነ ሰነድ ዘይነተኣናግድ ምኮና ክፈልጥ ይግባእ
7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 18/2/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30
ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
9 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርደር ምስ ወሰደ ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
11 ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ቢሮ በቲ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ክምፅእ ዝክእል
12 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን
12 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914720632 / 0914032454 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs