ፕሮፎርማ ቑፅሪ 6 /2017
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፊርንቸር ፅገና ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-28/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ
ክወዳደር ኣይኽእልን።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ፕሮፎርማ ፊርንቸር ፅገና ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ተ. | ዓይነት ንብረት | እስፐስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ ዋጋ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ናይ ፋይል ቁልፊ መስርሒን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
2 | ናይ ፋይል ካብኔ ቁልፊ መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
3 | ፋይል ካብኔ መልሓሚን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
4 | ናይ ብረት ድረወር ቁልፊ መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
5 | ናይ ዕንፀይቲ ድረወር ቁልፊ መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅግናንን | 1- ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
6 | ናይ በሪ ቁልፊ መቕረፂ | 1 ̋ ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
7 | ዘይቕረፅ ቁልፊ ሲልንደር መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1- ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
8 | ዝቕረፅ ቁልፊ ሲልንደር መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
9 | ወንበር ፅገና ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
10 | ጠረጴዛ ዕገና ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
11 | ሙሉእ ቁልፊ ናይ በሪ መቸየሪ | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
12 | ናይ መጋራጃ ሓፂን ተንጣልጣሊ (ተሽካሚ)ምዕጋን | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 01 |
ሽም- ፌርማ፦ ዕለት-
ስልኪ ቑፅሪ
Backs