ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 09:00 Afternoon
  • Computer and Electronics Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 4 /2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ “ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-28/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

እዩ፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ኤሌክትሮኒክስ ፅግና ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፔስፊኬሽንመግለፂ ክብደት ለገናመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ፎቶ ኮፒ1ይ ደረጃፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
2ኮምፒተር1' ደረጃፅገናብቑዕሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
3ፕሪንተርኦርጅናልፅገናብቑፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
4ላፕቶፕ1” ደረጃፅግናብቑፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
5ስካነሪ1ይ ደረጃፅገናብቑዕሪ01
ሰርቪስብቑዕሪ01
6ዲጂታል ፎቶ ካሜራ1” ደረጃፅገናብቑዕሪ01
ሰርቪስብቑዕሪ01
7ብለወር ኮምፒተር መንገፊ1 ́ ደረጃፅግናብቑዕሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
8ሳታቢላይዘር1” ደረጃፅገናብቑፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
9ብኤሌክትሪክ ዝስርሓ ካልኩሌተር ኦሎምፒያ1 ደረጃፅገናብቑፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
10ቢመር1 ደረጃፅገናብቑፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01
11ፋክስ1 ደረጃፅገናብቑፅሪ01
ሰርቪስብቑፅሪ01

ምስ ሰላምታ

ሽም

ፌርማ

ዕለት-

ስልኪ ቑፅሪ

Backs
Tender Category