ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ትሕት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/01/2017 ዓም ስዓት 9:30 ፕሮግርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ተወዳደርቲ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2007 ዓ/ም
• (TIN) Tax identification Number ዘለኩም
• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም
ዝርዝር ንብረት ዓይነት ንብረት /ካይኖ ሞተር ሳይኪል 125cc | ዝርዝር መግለፂ | መተኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ባትሪ | 12 v 9AM | ቱሪ | 2 | ||
2 | ሰለበት | Fuel tank Bmp125cc | ቁፅሪ | 1 | ||
3 | ናይ ቅድሚት መብራህቲ | ምስ ክቨሩ ናይ ታይገር | ቁፅሪ | 1 | ||
4 | ሃኒሊያ መልዕሊ | kainoo | ቁፅሪ | 1 | ||
5 | ጎማ ናይ ድሕሪት | kainoo | ቁፅሪ | 1 |
መተሓሳሳቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ 7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ክቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ እቲ ፕረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡
Backs