ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ደጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ማለት እዉን ፓዉዛ ዝረገሐን ንፓዉዘ ተሸከምቲ ሓፃዊንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:35000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:500.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:00 Morning
  • Electrical Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ደብተር ዘለዎን ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተዉሃቦም መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግበሪ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 15/1/2017 ዓም ክሳብ 29/1/2017 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ደጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ዞባ ኣርባዕተ ኣብ ዉሽጢ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 7 ብምምፃእ ዘይምለስ 500 ቅርሺ እናከፈሉ ክሳብ 28/1/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ክወስዱ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 29/1/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/1/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ባዐሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ምልክታ በቲ ሰነድ ዝተገለፀሉ መሰረት አማሊኡ እነተተረኪቡ ኣብ ዘይለዉል ንምክፋት ዝዓግት የለን

9 ሰዓራይ ዉዕሊ ክስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ጥራሐ ከቅርበ ዝክእል

10 ኣብቲ ጨረታ ሰዓርቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ፅሬት ዘለዎን ብመሰረት ዝርዝር መዓቀኒ ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያን ካልኦት ወፃኢታት ብምሽፋን ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ደጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን አታዊ ትገብሩ

11 ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝርዝር ዝተቀመጠ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

12 መከበሪ ጨረታ 35000 / ሳላሳን ሓሙሽተን ሽሕ ቅርሺ /ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዙ ዝክእሉ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932330059 0914777547

Backs
Tender Category