ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ስፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትጻደሩ እትኸእሉ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

ፕሮፎርማ ጨረታ ቁ/01/17

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ስፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትጻደሩ እትኸእሉ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2. ምስቲ ንግዲ ፍቓድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም።

3. ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝሓዝኩም።

4. ፕሮፎርማ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም እቲ ዝሳዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 01- መዓልቲ ዝድለ ንብረት ክተረክቡ ትኸእሉ።

5. ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ደኩሜንትኹም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሎ ብሽምዓ ዝተዓሸ። ኢንፈሎም ፖስታ ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 15/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/01/2017 ዓ ም / ሰዓት 11.00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ እትኸእሉ።

6. ፕሮፈርማ ዕለት 21/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተኣሸጉ ኣብቲ ዕለት 4:30 ይኸፈት፣፣ ስለዚ ኣብቲ ዝተገለፀ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ስለዝኸፈት መፂእም ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

7. ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ደኩሜንት ከምውዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክፈልጥዎ ይግባእ ።

8. ኮሌጅና ነቲ ፕሮፈርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770388 ደዊሎም ክሓታ ዐ ኧኔ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s