ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስካነር ማሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ. | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት | ||||||
1 | Scaner machin/ ስካነር ማሽን/ | ብስፌስፊኬሽን መሰረት | ብቁፅሪ | 01 |
➢ መብርሂ፡ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ :: ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 09/01/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 13/01/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 13/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ 09 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዕለት ዝተወሃበሉ ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ክቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
Backs