ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ግሪን ኢትዩጰያ ብዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ በዚ ዘፈር ዘለዎም

2 ናይ 2016 ዓም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝሐደሰ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን መረዳእታ ብቅዳሕ ዘቅርብን

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ዝሐዙን

5 ዲክለር ማለት እዉን ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ሰነ ዘቅርቡ

6 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን  ምምሕዳር  ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

7 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 15000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ማለት ስፒኦ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመሰረት ዉሕስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝክእል

8 ዝሰዓረ ተጫራታይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ታሕታይ ሎገምቲ ፍሉይ ቦታ ረፎ ከቅርበ ዝክእል

9 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎ ካይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ከቅርብ ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ 8/1/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 23/1/2017 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣታዊ ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:15 ንጎሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከለቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ገዘ ካብ 15 ማዕልቲታት ዘይበልፅ ይከወን

12 ተጫረቲ ንዝቅርብዎ ንብረት ድማ እቲ ቤት ፅሕፈት ብዘቅርቦ እስፐስፊኬሽን ማለተ እዉን መዓቀኒ መሰረት የቅርብ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914175554 / 0914787245  / 0914744942

Backs
Tender Category