ቁፅሪ /ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/17
ዕለት 09/01/2017 ዓ/ም
ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቁሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ3-791 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ስታርተር አሰይ | 28100-17090 | pes | 01 | ||
2 | ግለዉ ፕላግ | 19850-17020 | pes | 06 |
መተሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2. ፕርፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/1/2017 ዓ/ም ጀምሩ ክሳብ ዕለት 09/1/2017 ዓ/ም 9:00 ስዓት ኾይኑ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/1/2017ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይኸውን ።
3. ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባይነትን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርብ ኣለዎም።
4. ናይ ፕርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃሚን መቕረብትን ዝፍርሙሉ ዓምድ ይህልዎም።
5. ሳዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር።
6. ካብ እቲ ዘዳለናዮ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፅሙ ተቀባልነት የብሉን።
7. ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕርፎርማ ብኽፋል ወይ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ።
8. ናይ ዚ ፕርፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕዳጋ ን/ምምሕዳርን ከባቢ ጅብሩኽ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባቢ ውርድ እልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብር ቢሮ ቁ.14 እናመፃእኹም ምውሳድ ይከኣል።
Backs