ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቁሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ3-791 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ /ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/17

ዕለት 09/01/2017 ዓ/ም

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቁሕት /እስፔር ፓርት/ Toyota ሞዴል ዘZ3-791 ዝዓይነታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ስታርተር አሰይ28100-17090pes01
2ግለዉ ፕላግ19850-17020pes06

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕርፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/1/2017 ዓ/ም ጀምሩ ክሳብ ዕለት 09/1/2017 ዓ/ም 9:00 ስዓት ኾይኑ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/1/2017ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይኸውን ።

3. ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባይነትን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርብ ኣለዎም።

4. ናይ ፕርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃሚን መቕረብትን ዝፍርሙሉ ዓምድ ይህልዎም።

5. ሳዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር።

6. ካብ እቲ ዘዳለናዮ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፅሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕርፎርማ ብኽፋል ወይ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ።

8. ናይ ዚ ፕርፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕዳጋ ን/ምምሕዳርን ከባቢ ጅብሩኽ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባቢ ውርድ እልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብር ቢሮ ቁ.14 እናመፃእኹም ምውሳድ ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s