ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ናይ ማካይን ፅገና ናይ ኢድ ሞያ ክሳብ ስነ 30/2017 ዓ/ም ኣወዳዲሩ ካፅግን ስለ ዝደለየ
  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (3 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:40 Morning
  • Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ ሮፎርማ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ናይ ማካይን ፅገና ናይ ኢድ ሞያ ክሳብ ስነ 30/2017 ዓ/ም ኣወዳዲሩ ካፅግን ስለ ዝደለየ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2016 ዓ/ም - ዘሐደስኩም

. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስት ኮይኖም ናይ ሓምለ 30/2016 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደኮዚ ክቅርብ ዝክእል

. ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

. ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / IN / ዘለኩም

. ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ፅፋ ንምምሃር ክፍሊ ብምግዛእ ክረት ዝክእል

. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጆኖልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ

ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትኣትውን ንክትወዳደሩን እናተሓሰብና

. ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐለ ካብ ዕለት 29/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 04/ 13 /2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡30 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸገለ ዕለት 04 / 13 /2016 - ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ

. ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04 /13 / 2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡40 ንጉሆ

. ሳንድቅ ጨረታ ዝፈተለ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ህንፃ ዝርከብ

. እቲ ጨረታኣብ ቅድሚ ተረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

. ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መስለ ዝተሓለወ እዩ

. ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝክእል

. ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን

. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914754301/0914120820/0914242030/0914747125

NB -- ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓ/ዓዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር ህንፃ

Backs
Tender Category