ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::
  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2016 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2016 09:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልታት የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 10/12/2016 ክሳብ 14/12/2016 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ናይ ድ/ስዓት ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344-418556 /0914752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡

ዓይነት ንብረት

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Presure ruler for copyIR 2420Pcs03Original
2Magnet CopyIR 2420Pcs04Original
3earing Magnet for copyIR 2420Pcs10Original
4Primary Charger CopyIR 2420Pcs06Original
5Cleaner Bloode CopyIR 2202Pcs01Original
6Pickup CopyIR 2202Pcs01Original
Grand Total

“ምስ ሰላምታ"

Backs
Tender Category