ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ሕትመት ጋዜጣን(ምእውጅን ምምፅኣን )ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።
  • Posted Date: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2016 09:00 Afternoon
  • Translations/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 01/2016

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ሕትመት ጋዜጣን(ምእውጅን ምምፅኣን )ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TI/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 08/12/2016ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ተዓዕዮ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 08/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ _3‛መዓልቲ ጋዜጣን ትርጉም ምምፅኣን ምእወጅን ውዕሊ ከኣስር ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ ክሳተፍ የብሉን፡፡

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ጋዜጣን ትርጉም ምምፅኣን ምእወጅን


ተ.ዝርዝር ስራሕቲ ከሱ ብሓደ (ትርጉም)ጋዜጣ ምአውጅን ምምዛአዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ (ድሌት ስራሕ)(ፅሑፍ)መለክናይ ሓደ ገፅናይ ሓዊ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ካብ ትግርኛ ናብ ኣማርኛብፅረት ብግዚኡ ምርካብብገፅ01
2ካብ ኣማርኛ ናብ ትግርኛ
3ካብ ትግርኛ ናብ ኢንግሊዝኛ
4ካብ ኣማርኛ ናብ ኢንግሊዝኛ
5ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ኣማርኛ
6ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ
7ኣዲስ ዘመን ጋዜጣ ምአጠጅን ምምፃእን
8ሄሬስድ ጋዜጣን ምንጠጅን ምምፃእን

ሽም፡

ፌርማ

ዕለት-

ስልኪ ቑፅሪ

ምስ ሰላምታ

ፈፃሚ ኣካል ዕደጋ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

Backs
Tender Category