ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል /sepecification/ ምስራዝ አይከኣልን

2 እቲ ግልፂ ጨረታ ናብ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ

3 እቲ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኪቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ

4 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ  ጣብያ ስምረት ቤት ትምህርቲ ቹንከ ከምእዉን ጣብያ ነዊ ቤተ ትምህርቲ ነዊ ወረዳ /ቆ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል

5 ንሐደ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200 ካብ ከይዲ ስራሕ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ

6 ተጫራቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋት መክበሪ ጨረታ ዝከዉን ብር 20000 / ዒስራ  ሽሕ /ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 29/11/2016 ዕም ከሳብ 13/12/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኮይኑ ሐደ ኮፒን ሐደ ኦርጀናል ነንበይኑ ዓሺጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 14/13/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል ክእሰር ዝክእል

10 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርዲ/ ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ፡ ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳታ ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ 0914158967 ወይ 0911733447

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s