ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::

ዕለት 01/12/2016ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ:: ካብቶም ምድላዋት ሓደ ነቲ በዓል ዘድሊ ሙሉእ ባንዲ ምስ ተፃወቲ መሳርሒ ሙዚቀኛታቱ ንሰለስተ መዓልቲ ፃኒሒት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ክታቕርቡ እትኸእሉ ተወዳደርቲ ምዕውዕ ይምልከት::


ተ.ቁዓይነት ስራሕቲዝርዝር ስራሕቲዋጋመብርሂ
1ሙሉእ ባንዲ ምስ ተፃወቲ መሳርሒ ሙዚቀኛታቱ ንሰለስተ መዓልቲ ፃኒሒት

➢ ስሩዕ ክራርን ቤዝ ክራርን

➢ ኦርጋን

➢ ቤዝ ጊታር
➢ ቲነር ሳክስፎን
➢ ሊድ ጊታር
➢ ጭራ
➢ ዓጃቢ
➢ ሸምባቆ /ዕንዱር ፋፃ /
➢ ኣልቶ ሳክስፎን
➢ ኣኩስቲክ ወይ ኤሌክትሪክ ድራም

መዘኻኸሪ

➢ ተጫረትቲ ከም ባንዲ ተጠርኒፍካ ናይ ምስራሕ ልምዲ ዘለዎም ➢ ናይ ባንዲ ወይ ኪነጥበብ ስራሕቲ ዝተሓደሰ ፍቓድ ዘለዎ

➢ ዝርዝር ኣባላት እቲ ባንዲ ዘቕርብ

➢ ቐጥታ (Live) ኣሬንጅመንት ዝፃወት ክከውን ኣለዎ

➢ ሙሉእ ባንዲ ምስ ተፃወቲ መሳርሒ ሙዚቀኛታቱ ንሰለስተ መዓልቲ ካብ ዕለት 16/12/2016ዓ/ም ክሳብ 18/12/2016ዓ/ም ዝፀንሕ ምኳኑ

➢ ምልክታ ጨረታ ተለጢፍሉ ዝፀንሐእዋን ካብ 01/12/2016ዓ/ም ክሳብ 03/12//2016 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ

➢ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ

➢ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ምክሪ ቻምበር ነጋዶ ከተማ መቐለ

ቤ/ፅ/ትና ዝሓሽ መማረፂ እንትረክብ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

➢ ንዝበነፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0914754442/0914261295/0914724969/0914747125 ምድዋል ይካኣል

Backs
Tender Category