ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:100,000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:300.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2016 04:30 Morning
  • Website & Software Development/
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪ ዕፋንም/77581/ጨ/07

ዕለት 25/11/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ቑፅሪ 02 / 2017

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቛሒ ዘማላእኹም ክትወዳደሩ ይዕድም።

✓ በቲ ዘርፊ ዝተመዝገበ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእልን

✓ ናይ ግብሪ ከፉላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን II ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ ብግልፂ ዝረአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ

✓ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክሲ NAT/ ዝተመዝገበን ብግልፂ ዝረአ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ።

✓ ናይ ቫት ዴክሌር ዝተገበረሉ ናይ 3 ወርሒ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

✓ ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 300.00 ብር /ሰለስተ ሚኢቲ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ ሐበራዊ ኮምፕሌክስ/ ህንፃ 3 ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 171 ካብ ዕለት 27/11/2016 ክሳብ 17/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት እናመፃእኹም ናብ ዝተዓሸገ ናይ ጨረታ ሳፁን ፖስታኹም ክተእትው ትኽእሉ ምዃንኩም። ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ 100,000.00/ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ።

✓ እቲ ጨረታ ዕለት 17/12/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ፣ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፉይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ 3 ደብሪ ቑፅሪ 171 ይኽፈት ፡ተጫራቲ ወይ ወከልቶም እንተዘይተረኽቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይታዓናቐፍን ፣

✓ ሰዓራይ ዝኾነ ድሕሪ ናይ 3 መዓልቲ ቅሬታ ምስማዕ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል

✓ ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ዝርዝር ኣብቲ ዝሽየጥ ጨረታ ሰነድ ኮይኑ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0914222506/0914759607 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡

Backs
Tender Category