ማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓዲግራት ዴስከ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንተሃነፅቲ ምግቢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:20000.00
  • location: ዓዲግራት
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 04:10 Morning
  • Food Items Supply/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ግዚኡ ሕድሳት ዝገልፅ ምስቲ ሰነድ ጨረታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕን ዋናን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ወርሒ ጉንበትን ልዕሊኡን 2016 ዓም አታዊ ዝገበርሉ ብቅዳሕን ዋናን አገናዚቦም ከቅርቡ አለዎም

5 ካብ ተራ ቁፅሪ ሐደ ክሳብ ተራ ቁፅሪ ኣርባዕተ ዝተዘርዘሩ ዘይምለሰ ቅዳሕ ምስ ዋና ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ተታሒዙ ከቀርብ አለዎ

6 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዞ ዝግባእ ብዝፍለጥ ባንኪ ዝተረጋገፀ ባንኪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንፅገና 20000 /ዒስራ ሽሕ /ይከዉን

7 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብቲ ቤት ዕዩ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

8 ተጫራቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዝሐዘ ካብ 26/92016 ዓም ክሰብ 6/12 /2016 ዓም ንተከታተልቲ ግዜ እናመፃእኩም ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓዲግራት ዴስከ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሳንዱቅ ጨረታኵም ምእታዉ ትክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 6/12/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን ሳንዱቅ ጨረታኩም ዝከፈተሉ ድማ ኣብ  ዕለት ሰዓት 6/12/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:10 ኣብ ማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓዲግራት ዴስከ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 9 አብ ቅድም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ

13 ዉዕሊ መከበሪ ካብ ዘለዉ በዝሒ ተሃነፅቲ ድምር ናይ ሐደ ወርሒ ጠቅላላ ገንዘብ 10 ሚእታዊ ዉዐሊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ዝአስር ክከዉን አለዎ

14 ንሐደ ናይ ሕጊ ተሃናፂ ንመዓልቲ 53.45 ቅርሺ ምስ ቫቱ ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

15 ኣብዚ ጨረታ ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኮነ ነጋዳይ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለለዩ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጠ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

16 ተጫረቲ ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  091472164349 / 0928937677

Backs
Tender Category