ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ሐደሽትን ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ሻወር ትቦታት: ሰራሚክ : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ናይ ኣዳራሽ ትቦላሪ : ዓረቢታት ወዘተ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:20000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 08:30 Afternoon
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

ንዘም ንብረታት ክትጫረቱ እትደልዩን ነጋዶ ነጋዶ ዘይኮንኩምን ክፋል ሕብረተሰብ ክትጫረቱ እናዓደምና ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን እናመፃእኩም እናገዛእኩም ክትጫረቱ

1 በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳደ ይከኣል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተፈለጠ በቅጥታ እቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ገነዘብ ከፊሉ ንብረት ክወስድ ዝክእል እነተዘይወሲዱ ዘትሓዞ ንብረት መከበሪ ጨረታ ናብ ናይ ምንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን

4  እዚ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/11/2016 ዓም ጀሚርኵም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን  ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሀሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

6  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/12/2016 ዓም  ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 9/12/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

7 እዚ ጨረታ እዚ ዝኮነ ሰብ ክጫረት ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ

8 ንብረት ክርኢ ዝደሊ ተጫራታይ ኣብ ዝኮነ ናይ ስራሕ ሰዓት ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዝዕፀወሉ ዕለት እናመፀ ምርኣይ ይክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0920877411

Backs
Tender Category