ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2016/2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከፅግን ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመኪና 5000 ንሞተር ሳይክል 3,000
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንመኪና ፅገና 200 ንሞተር ሳይክል ፅገና 150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል / ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ 298/02/2016

ዕለት 25/11/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዋኒኑ ፣ ፃውዒት ጨረታ ምዕዳም

• ጨረታ ሰነድ ቁፅሪ 01

• ዓይነት ሜላ ዕደጋ ግልፂ ጨረታ

• ዓይነት ዕደጋ። ናይ ተሽከርከርቲ ቶዮታ መካይንን ሞተር ሳይኸልን ዕገና ናይ ጉልበት ዋጋ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2016/2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከፅግን ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ:: በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ነጋዶ በዚ ዝስዕብ ቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ዝኸፈለን ።

• ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification/ ምስራዝ ወይ ምቅያር ኣይካኣልን እይፍቀድን/ "

• ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት/ ኮይኖም ብእዋኑ ናይ ወርሓዊ ዲክለረሽን ሪፖርት ዝገበርሉ ዋንኡን ምሰ ሓደ ኮፒ መረዳእታ ካቅርብ ዝኽእል።

• ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ቲን ቁፅሪ ዘለኩምን።

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ንመኪና ፅገና ብር 200 / ክልተ ሚኢቲ ብር / ሞተር ሳይክል ፅገና ብር 150 /ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ብር/ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ብምግዛእ ክሳተፍ ዝደሊ ።

• ብቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድ ትራንስፖርት ብዝተውሃበ ብቕዓት መረጋገፂ ሰርትፍኬት ስራሕ ጋራዥ መረዳእታ ካቐርብ ዝክእል /ዘለዎ/ ደረጅኡ ዝሓለወ ካቐርብ ዝኽእል።

• ስፍሓት ናይ መፀገኒ ቦታ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ፅሬትን መዕለልን ዘተኣማምን

• እኹል ዝኮነ መሳርሕን ናይ መፀገኒ መቅመጢ ቦታን ዘለዎ።

• ናይ ወረዳና መኪና ኣብ ዝተዋፈራሉ ዓውደ ስራሕቲ ገጠራት ቀይሕ ተኽሊ ስብራት እንትገጥመን ናይ ጉልበት ዋጋ ባዕሉ ሸፊኑ ኣብቲ ዝተሰበረትሉ ቦታ ከይዱ ክዕግን ዝኽእል ።

• ናይቲ ጋራዥ ዘለዎ ናይ መስርሒ ቦታን – ድሕንነትን ሙሉእ ሓላፍነት ዝወስድ "

• መሸነይ ዝፍለጥ ናይ ሕድ ሕድ ዝተመልአ ዋጋ ናይ ኩሉ ዓይነት ፅገና ተመሊኡ ዝቐርበ ዋጋ ተደሚሩ ዝነኣሰ ዋጋ ይወስድ ወይ ሰዓሪ ይኸውን።

• ዛሸነፈ ትካል ተነጊርዎ ናይ ምትእጉጓል ፀባይ : እንተየርአየ ን ምፅጋን ንብረት ምስ ቐረበ ብእዋኑ ንቀሊል ፅገና ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ን ከቢድ ዕገና /ሞተር ምውራድ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዕግን ዝኽእል ።

• እቲ ጋራዥ ከም ትካል ብፅገና ዘለዎም - ስራሕ ልምዲ ኣብተን ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሳ ዓይነት ናይ ወረዳና መኪና ዘለዎ ተሞኩሮን ስራሕ ልምድን ሓይሊ ሰብን ምስ ሰርትፊኬቶም ዝተመረቐሉ ዓውደ ፅገና / ክገልፅ ዝኸእል መረዳእታ ካቐርብ ዝኽእል ።

• ድሕሪ ዕገና ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንዛጋጥም ተመሳሳሊ ብልሽት ኣብ ምፅጋን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ብልሽት እንታጋጥም ብዘይ ዳግም ክፍሊት ክፅግን ዝኽእል።

• ተገዚኡ ዝመፅእ ናይ መኪና መለዋወጢ ኦርጅናል ትክክለኛ / ምካኑ ምርግጋፅን ሓላፍነትን ኣብ ምውሳድ ብፅሑፍ ከረጋግፅ ዝኽእል።

• ንመኽበሪ ጨረታ ንመኪና 5000 ብር / ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ንሞተር ሳይክል 3,000 ብር ሰለስተ ሽሕ ብር / ብcpo ወይ ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ክትሕዝ ዝኽእል።

• ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ እዋን 40 መዓልቲ ይኸውን ።

• ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ሰብ ሞያ ጋራጃት መኪና ዝፅግኑ ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮነ ፍቃድ ዘለዎ ክኾኑ አለዎም።

• እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኸፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታ ንእንድሕር ዘይተረኸቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለውሉ ዝኸፈት ምዃኑ።

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፍርማን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ክህልዎ ይግባእ "

• እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ንኮፕን ነንበይኑ ኣተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ካኣትው ኣለዎ።

• ሰነድ ዝሽወጠሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/ 11 /2016 ዓ/ም ክሳብ 06/12 /2016 ዓ/ም ይኸውን ።

• እቲ ጨረታ ዕለት 06 / 12 /2016 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 5፡00 ይኸፈት። ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ከተማ ወርቃምባ ቢሮ ቁፅሪ 7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት "

• ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጋገልን ።

• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኽሊ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ

ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• አድራሻ 0924486312 /0914092520

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s