ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 01/17

ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 24/11/2016 ዓ/ም ክሳብ 29/11/2016 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኸእሉ ፡፡

9. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 29/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ.

11. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል, የገድድን

12. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኸ ምባል ተቐባልነት የብሉን

13. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኽኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ

Backs
Tender Category