መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 04:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

በቑፅሪ 3044/ዐፕ-16-1/16

ዕለት 19/11/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡-

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፡ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/11/2016 ክሳብ 22/11/2016 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ይኽፈት

3. ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃኖም ብደብዳበ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓፂር እዋን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ

7. መሰለ ዝተሓለወ ኮይኑ ናይዚ ዝርዝር ካብዚ ስዒቡ ተቐሚጡ ኣሎ

Backs
Tender Category