ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኣባላት ነጋዶ መለለዪ መንነት ሕትመት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ዋጋ መቕረቢ/ፕሮፎርማ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኣባላት ነጋዶ መለለዪ መንነት ሕትመት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ንዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፣

1. በቲ ዘርፊ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቑፅሪ ጎቲን/

3. ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት

4. እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹም ብምትሓዝ ሽም፣ ኣድራሻ፣ ማህተም ትካልኹምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/11/2016 ዓ/ም እስካብ 18/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ክተቕርቡ ትኽእሉ፣

5. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይኸፈት፡

6. ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝን ግልፂ ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን፣

7. ፅሬቱ ዘይሓለወን ምስ ሳምፕል ዝጋጮን ንብረት ተቐባልነት የብሉን፣

8. ትካልና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

9. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂኻ ምውሳድን ሳምፕል ምርኣይን ይከኣል፣

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ጎኒ ከነማ ህዝባዊ ፋርማሲ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል፣

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ኣባላት ነጋዶ መለለዪ መንነትቁፅሪ5,000ብሳምፕል መሰረት
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s