ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት መሳረሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 (2 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሓምለ 16, 2016 02:30 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት መሳረሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ITEMDESCRIPTIONSpecificationUNITQTYነዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
01ስኮፓቁፅሪ50
02መወልወሊቁፅሪ50
03ቡቱስ ጫማ/ፅምዲ/37(1)38(4)ቁፅሪ5
04ናይ ስራሕ ክዳን /ዩኒፎርም/ቁፅሪ10
05ዲቶልሊተር40
06ፈሳሲ ሳሙና 500mlሊተር50
07ሃርድ ዱይቲ ግላቭ ዕምዲ/ቁፅሪ20
08ቪም ሑሩዕኪሎ10
09ባራኪና 5%በዓል 1 ሊትሮቁፅሪ50
10ፎጣ መወልወሊበዓል 15Cmቁፅሪ100
11ኤርፍረሽቁፅሪ50
12ናይ ሰዉነት ሳሙና መሕፀቢ ዱሩ /ላክስ/150ግራምቁፅሪ50
13ኦሞ 500 ግራምቁፅሪ40
14ባልዲ በዓል 20 ሊትሮቁፅሪ10
15ማጅክ ሶዳ በዓል 1 ሊትሮቁፅሪ25
16ስፕረይ ናይ መስተዎት መወልወሊ በዓል 1 ሊትሮቁፅሪ25
17ዓብዪ ፌስታል ብደርዘንቁፅሪ5
18ናይ ሽንቲ ቤት መሕፀቢ ቡሩሽቁፅሪ10
19ናይ ሴራሚክ መድረቒ ፕላስትክቁፅሪ10
20ጀዲድ 25ሜትሮ ጥቕላልጥቕላል25ሜት

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12-15/11/2016ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/11/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ይኸፈት "

6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 15/11/2016 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ ::

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7/ሸዉዓተ/መዓልቲ ይኸዉን::

8. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት

Backs
Tender Category