ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዚ መሰረት ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ክትጫረቱ ትክእሉ

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃስስ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ፡ ኣብ መቅረባይነተ ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ግብሪ ምክፋሎም ዲክላራሱዩን ማለት እዉን ፀብፃብ ሒሳብ ናይ ወርሒ ጉንበት ፡ ሰነ ወረቀት ምስክር ብቅዳሕ መልክዕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ንምድብ 40000 ብር ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ ስፒኦ ወይድም ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እቲ ጨረታ ብፋይናንሻልን ቴክነካልን ዝቀርብ ኮይኑ ንነብስወከፍ ብሐደ ቅዳሕብ ፖሠታ ተዓሺጉ ከቅረብ ዘለዎ እንተከዉን ዋና ምስ ቅዳሕ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

5 ብግልፂ ዝረአ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፡መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ፡ ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ ምስክር ወረቀት ፡ ስፒኦ ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ኣብ ቴክንካል ዋና ደኩመንት ከትሕዙ አለዎም

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፈሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

7 ከምእዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርምኦም ኣድራሾምን ከግልፅ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ መብርሂ ወይድማ ናይ ምምሕያሽ ሕቶ ተሊዎም ቅድም ካብ ዝተወሰነ ግዘ ብቁፅሪ ስልኪ 0344402801 ክሓቱ ይክእሉ

9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 11/11/2016 ዓም ክሳብ 22/11/2016 ዓም ኮይኑ ዕለት 22/11/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ዝተጠቀሰ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይዓግቶን

10 ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ዒላላ ፈልሲ ጣብያ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s