አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ፥ ዝተፈላለዩናይ ፕሪንተርን ፎቶ ኮፒን ቀለም ን ማርከርን፣ናይ ፅሬት ኣቑትን ፥ናይ መንደቅ ቀለም ፥ ዘገልገሉ ቀወምቲ/ፈርኒቸር/ኣቑሑት ፥ ዘገልገሉ ኮምፒዩተርን ፕሪንተርን ፥ ናይ መኪና ባትሪ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (3 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:15 Morning (closed)
  • Bid Bond:2000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:30 Morning
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

ጨረታ ቑፅሪ /ዝው-01/2017 

ዕለት 28/10/2016 ዓ/ም

ምልክታ መሸጣ ንብረት

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን

• ዝተፈላለዩናይ ፕሪንተርን ፎቶ ኮፒን ቀለም ን ማርከርን፣ናይ ፅሬት ኣቑትን

• ናይ መንደቅ ቀለም

• ዘገልገሉ ቀወምቲ/ፈርኒቸር/ኣቑሑት

• ዘገልገሉ ኮምፒዩተርን ፕሪንተርን

• ናይ መኪና ባትሪ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

1. ንግዲ ፍቓድ፣ናይግብሪ ከፋላይ ሰርቲፊኬት/ቲን/ ተመዝገብቲ ዝኾኑ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2. ተጫረቲ ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ክትገብሩ ትኸእሉ።

3. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30.00 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 209 ካብ ዕለት 28/10/2016 ክሳብ 4/11/2016ዓ/ም ክሳብ ስዓት 4፡00 ብምግዛእ ኣታዊ ምግባር ይኽእሉ።

4. ጨረታ ዕለት 4/11/2016ዓ/ም ስዓት 4፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ይኸፈት

5. መኽበሪ ጨረታ ብር 2000.00 (ክልተ ሽሕ ብር) ጥረ ገንዘብ ወይብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

6. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ዝስዓሮ ጠቕላላ ዋጋ ከፊሉ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ

ንብረቱ ክወስድ ዝክእል

7. ኣካዳሚና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኸቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓላወ 'ዩ።

8. ተጫረቲ እቲ ንብረት ብኣካል ሪኦም ዋግኦም ክመልኡ ይክእሉ

ኣድራሻ ፣ ከተማ መቆስ ቀበሌ 15ጎኒ ኮሚሽን ፖሊስ ወይ ድማ ጎኒ ቢሮ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ብተስምዶ መርከብ ዝበሃል ህንፃ ንርከብ

ንተወሳኺ ሓበሪታ ቁፅሪ 0914169568 /0710201013 ደዊስካ ምሕታት ደካኣል እዩ::

Backs
Tender Category