ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ብትእዛዝ ናይ ሕጊ ኣካል፤ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2020 ክሳብ 2023 ብገለልተኛ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ሒሳብን ናይ ንብረትን ኦዲት ኣግቢሩ ከቕርብ ትእዛዝ ስለዘተውሃቦ
  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (3 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሓምለ 2, 2016 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሓምለ 2, 2016 10:00 Afternoon
  • Accounting Related/ Auditing Related/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ብትእዛዝ ናይ ሕጊ ኣካል፤ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2020 ክሳብ 2023 ብገለልተኛ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ሒሳብን ናይ ንብረትን ኦዲት ኣግቢሩ ከቕርብ ትእዛዝ ስለዘተውሃቦ፤ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት ዘማልኡ ተወረርቲ ክሳተፉ ይዕድም::

1. ኣብ 2016 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ ከቕርብ ዝኽእል፣

2. ናይ ግብሪ መኽፈሊ ቑፅሪ (TIN) ከቕርብ ዝኽእል፣

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን፣

4. ብናይ ሒሳብ ኦዲት ቦርድ ዝሓደሰ ናይ ሞያ ፍቓድ ዘለዎ

5. ካብ 2020 ክሳብ 2023 ናይ ጥምረት ኤች.ኣያ. ፖዘቲ ስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ናይ ሒሳብ ይኹን ናይ ንብረት ኦዲት ገይሩ

6. ኣብ ውሑዳት መዓልትታት ኦዲት ጌሩ ከቕርብ ዝኽልን

7. ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ይኹን ሙሉ እ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተተጫረቲ እዚ ናይ ጨረታ መፀዋዕታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 06 ናይ ስራሕ መዓልትታት ካብ ትካልና ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክአሉ ምኻንኹም አናሃበርና አቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 02፣ 2016 ዓ.ም ሰዓት 9:00 እለት ውን ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 10:00 ይኸውን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ:- +251 914 74 89 89፣ ተወከሱና::

Backs
Tender Category