ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ከዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (3 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:50000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 09:00 Afternoon
  • Electrical Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ብመቅረብቲተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ወርሓዊ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከምእዉን ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ዋጋ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ እዋን ንተከታተልቲ 60 መዓልቲ ኮይኑ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 19 ሰነ 2016 ዓም ክሳብ 28/ሰነ/2016ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ 200 ቅረሺ ብምክፋል ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ 305 ብምምፃእ ገዚእካ ምዉሳድ ይከኣል

3 ተጫረቲ ብናይ ትካልና ዘቀረበ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ብምምላእ ብመከበሪ ዉሕስና ጨረታ 50000 / ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ/ ብፖስታ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ዝቀርብ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ተዓሺጉ ዝቀርብ ኮይኑ ካብዚ ወፃኢ ሒዙ ዝቀርብ ተቀባልነት የብሉን

4 ዝሰዓረ ተጫረቲ ዘቅርቦ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ሆስፒታል መቐለ ዘቅርብ

5 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዓሸጊ ፖስታ ሽሞምን ፊርሞምን ናት ታካሎም ማሕተምን ክዓርፈሉ ይግባእ

6 ሰነድ ጨረታ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ዘይተረከብሉ ዕለት 28/ሰነ/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

7 ፋይናንሳዉን ቴክኒካዉን ሰነድ ጨረታ ነንበይኑ ብዝተፈላለየ ፖስታ ተዓሽጉ ይቀርብ

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

Backs
Tender Category