ፕሮፎርማ ምልክታ ቑፅሪ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ደስታ ወረቐት 80 ግራም | 80 ግራም ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ደስታ | 100 | ||
2 | ኡሁ ኦርጅናል | ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ደርዘን | 01 | ||
3 | ካኪ ፖስታ ማእኸላይ A4 | ማእኸላይ ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 02 | ||
5 | ፕሪንተር ቀለም | ኦርጅናል ምላእ ዘይኮነ 80A 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 05 | ||
6 | ፕሪንተር ቀለም | ኦርጅናል ምላእ ዘይኮነ 05A 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 05 | ||
7 | ሰማያወየ እስክርቢት | ኦርጅናል 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 50 | ||
8 | ፕሮቶኮል መዝገብ | ኦርጅናል ማእኸላይ 1ይ ደረጃ | 02 | |||
ጠቅላላ ድምር |
መምርሒ
NB ; ፕሮፎርማ መምልኢ ሰነድ ብናይ ባዕሎም ዋጋ መምልኢ ፎርም መሊእኹም ክተቅርቡ ይግባእ።
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
2. ናይ 2016 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ
3. ቲን ነምበር ዘለዎም
4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/10/16 ዓ/ም
5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት
6. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
8. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
9. ሰዓራይ ኦርደር ካብ ዝተውሃበሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ክልተ መዓልቲ ውሽጢከረክብ ዝክእል
10. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ
11. ፕሮፎርማ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝሰዓርዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ትራንፖርትን መፅዓንን መራገድፍን ሸፊኖም ናብ ቤት ዕዮና የቕርቡ።
12. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ።
Backs