ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 (3 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 17, 2016 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 03:00 Morning
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ Unitበዝሒ/Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
01መሰልጠኒ ማንዋል መፅሔት❖ ላዕለዋይ ሽፋን /Cover/---....250 ግራም
❖ ውሽጢ ገፅ 45 ገፅ- -80 ግራም
❖ ሕትመት------ሕብራዊ
❖ ዲዛይን ተዳልዩ
❖ ባይንዲንግ -----ኮርቻ ስፌት
ጥራዝ600

ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 18/10/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

Backs
Tender Category