ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ምድብ 1 /001/2016 ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ምድብ2l / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን ምድብ 3/ 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዕለት 11/ 10/16 ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 11 /2016ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ

ምድብ 1 /001/2016 ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣

ምድብ 2 / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን

ምድብ 3 / 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ፡፡

2. ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ

4. ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም ፡፡

5. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ /ምውፃእ ኣይኽእልን ፡፡

6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

7. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት11/ 10/16ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/10/2016 ኣ.ግ ይኸውን፡

9. ጨረታ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 14 /10 /2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30_ይኸውን፡፡

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡:

11. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

12. ኣድራሻ ጥቃ ደብረዳሞ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ቀበሌ 19

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405165 / 0344-405093 ይደውሉ ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s