ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ፅገና ፈርኒቸርን ፅገና ኤሌክትሮኒከስ በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ፅገና ፈርኒቸርን ፅገና ኤሌክትሮኒከስ በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ መቕረብቲ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ  ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም ፤

➢ ፅገና ፈርኒቸር(ስራሕቲ ፈርኒቸር)፣ፅገና ኤሌክተሮኒክስ (ስራሕቲ ኤሌክትሮኒክስ) ናይ 2016 በጀት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ፣መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፣ምስ ንግዲ ፍቓድኩም ማዕረ ዝኾነ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዪ ቑፅሪ ሰርተፊኬትን ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቤት ዕዮ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ከባቢ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ቴሌቨዥን ወይ መርሲ ፓራዳይዝ ትምህርት ቤት ፊት ንፊት ኣድማስ ዩኒቨርስቲ ውሽጢ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 4፣

➢ ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን _ የድሊ፡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ፤

➢ ካብ ዕለት 6/10/2016 ክሳብ ዕለት 12/10/2016 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ምውሳድ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 12/10/2016 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ፣ ብመኽፈቲኡ ዕለት ቅድሚ ቐትሪ ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይኽፈት!

➢ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልታት ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል ግቡኦም ኣብ ዘይፍፅሙ ተወዳደርቲ ኣድላይ ስጉምቲ ዝውሰድ ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፣

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ዝተኣገደ እንተኾይኑ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን፣

➢ እቲ ፕሮፎርማ ናይ መጓዓዚ ዋጋ ዝሓወሰ ይኸውን፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s