ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፈርኒቸርን ኣቕሓን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ናይጨ.ቁ-G-04/2016

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፈርኒቸርን ኣቕሓን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም፡፡

1. ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፈርኒቸርን ዝሳተፉ ትካላት ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ን/ፍቓድ፣መቅረባይነት፣ ፣ናይ ነጋዳይ መፍለዪ ቁፅሪ/TI/ን ዘለዎም እንትኾኑ ንተወሳኺ እሰት ታክሲ/VAT/ ዝተመዝገበን ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ዝሓለፈ 3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ሓደ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ከቕርብ ይግባእ።

2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ መኽበሪ ብር 20,000 /ዒስራ ሽሕ ብር/ ብተመሳሳሊ ናይ ፈርኒቸር ኣቕሓ መኽበሪ ጨረታ ድማ _ ብር 10,000/ዓሰርተ ሽሕ /ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና፣ብዘይ ሰዓር ሌተር

ኦፍ ክረዲት ዝቐርብ ውሕስናን ጥረ ገንዘብ ወይ ዝተረጋገፀ ቼክ/CPO/ ወይ ናይ ክፍሊት ትእዛዝን።

3. ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ንፅሕፈት መሳሪሒ ዘይምለስ ብር 100/ሓደ ሚኢት ብር/ብምኽፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱትኸእሉ።

4. ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝቃለሐሉ /ዝልጠፈሉ/ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቕሓ/ስፐሲፊክሽን/መሰረት ካብ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 21/10/2016 ዓ/ም ኾይኑ ሰነድ ምስተገዝእ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒ ብክልተ ፖስታ ዘቕርብ ኾይኑ ዝግባእ ኾይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐለ 40 መዓልቲ ይኸዉን።

5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 21/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይኸፈት።

6. ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ

ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን እዩ።

7. እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል'ዩ። ቕዳሕ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s