ቁፅሪ/RefN EPCCA 1729/2016 ዓ/ም
ዕለት/Date _05/ 10 /2016 ዓ/ም
ፕሮፎርማ ምልክታ 2016
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፕሪንተር ቐለም | 80A ኦርጂናል ምላእ ዘይኾነ | ቑፅሪ | 05 | ||
2 | ፕሪንተር ቐለም | 05A ኦርጂናል ምላእ ዘይኾነ | ቑፅሪ | 05 | ||
3 | ሰማያዊ እስክርቢቶ | ኦርጂናል | ፓኬት | 50 | ||
4 | UHU | 1ይ ደረጃ | ፓንት | 05 | ||
05 | ስቲከር ማእኸላይ 5 ኦርጂናል | Ms 610 | ፓኬት | 05 | ||
6 | ካኪ ፖስታ ማእኸላይ | A4 Size | 01 | |||
7 | ኮምፒዩተር ወረቐት | 80ግ 1 ደረጃ | ደስጣ | 100 | ||
ጠቕላላ ድምር |
መምርሒ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘሓደሱ
2. ቲን ነምበር ዘለዎም
3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 05/10/16 ዓ/ም
4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ቕድሚ ሰዓት
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
8. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ
9. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለጠብ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::
Backs