ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ U||DP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ U||DP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2016 ዓ/ም ዘሐደኩም

. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ት/ ኮይኖም ናይ ሚያዝያ /2016 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደ ኮ ክቅርብ ዝክእል

. ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደኩምን

. ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / IN / ዘለኩም

. ናይ ኤሊትሮኒክስ 20000 CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

. ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲከይዲ ስራሕ ፊፋ ንምምሃር ክፍሊ ብምግዛእ ክረት ዝክእል

. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትእእውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና

. ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 14/10 /2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡20

. ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸሉ ዕለት 14/ 10 /2016 - ዓ/ም ሰዓት 4፡20ንጉሆ

. ሳንድቅ ጨረታ ዝፈተሉ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30ንጉሆ

. እቲ ጨረታኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

. እቲ ዝስዓርኩምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ትፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ መጓዓዝያ ሓዊሱ ዛቅርብ

. ቤት ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታብሙሉ እወይ ብክፋልናይ ምስራዝ መስለ ዝተሓለወ እዩ

. ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል

. ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽ ይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን

. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁሪት ስልኪ 0914754301 / 0991937501 / 0914242030 / 0914747125

NB - ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓ/ዓዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር ህንፃ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s