ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ
ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር ስፔስፊኬሽን | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ግዮን ባራኪና 500 ግራም | ብቑዕሪ | 100 | |||
2 | መኾስተር ፕላስቲክ | ብቑዕሪ | 50 | |||
3 | ኦሞ 500 ግራም | ብቑፅሪ | 200 | |||
4 | ደረቕ ሳሙና B-29 | ብቑፅሪ | 200 | |||
5 | መወልወሊ | ብቑፅሪ | 50 | |||
6 | ዓብዪ ጓንት | ብቑፅሪ | 100 | |||
7 | ፍሊት | ብቑፅሪ | 30 | |||
8 | ቪም | ብቑፅሪ | 50 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 04/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 07/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።
➢ እቲ ንብረት ኣቑሓ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።
➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።
➢ እቲ ቤትፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ "
➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 44
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኸእል እዩ ።
ምስ ሰላምታ/
Backs