ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡
  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 4, 2016 (7 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 03:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት03/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 03፡30 ይኸፈት ፡፡

2. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

3. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።

4. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

5. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል "

6. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

7. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ።

ሪጋዝርዝር ዓይነት ንብረትድሌት መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
1ቢመርብስፔስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ01

ምስ ሰላምታ

Backs
Tender Category