ምልክታ ፕሮፎርማ ሰነ - 2016 ዓ.ም
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ስፐስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕሳሳ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
1 | ፕሪንተር ቀለም 59ል | ኦርጅናል ምላእ ዘይኮነ | ቁፅሪ | 7 | ||||
2 | ፕሪንተር ቀለም 264 | ኦርጅናል ምላእ ዘይኮ | ቁፅሪ | 5 | ||||
3 | ፍለሽ 32 GB | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 50 | ||||
4 | ፓንቸር ዓብይ | ቁፅሪ | 2 | |||||
5 | ስቴፕለር ማእኸላይ | ካንጋሮ | ቁፅሪ | 7 | ||||
6 | ናይ ላፕቶፕ ሻንጣ | ኦርጅናል ሳምፕል | ቁፅሪ | 2 | ||||
7 | ዓብይ ስቴፕለር | ካነጋሮ | ቁፅሪ | 3 | ||||
8 | ፍለሽ 64 GB | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 5 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
• በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 3/10/2016 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 6/10/2016 ስዓት 3፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 3፡30 ይኸፈት፡፡
• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፡ እዚ ፕሮፎረማ ኣብ መንጎ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን መቕረባይን ከምውዕሊኮይኑ የገልግል፡ ፡
• ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ኦርጅናል ንብረት ኣታዊ ዝገብር፡፡
• ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡
Backs