ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።
  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 3, 2016 (7 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 03:30 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት03/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት06/10/2016 ዓ/ም 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 03፡30 ይኸፈት ፡፡

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ፡፡

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።

5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡

7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን

ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡

ተ.ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋቤት ፅሕፈት
1ኣስኮፓ ፕላስቲክናይ ወፃኢ ኦርጅናልብቁፅሪ50ምምሕዳር
Backs
Tender Category