ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን-35/01/16
ዕለት 30/09/2016
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 10/2016
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ መኪና እስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዪ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰፈርት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቲ ዘርፊ ዘለኩም ቁፅሪን
2. አብ ናይ መንግስቲ ንምውድዳር መቅራባይነት ሰርት
3. ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈርማን ኢንቨሎፕ ንኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 30/09/2016 - 04/10/2016 ዓ/ም ናይ ምሸት ስዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ስዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ::
4. ፕሮፍርማ ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ስዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኩም ክትሳተፋ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ:
5. ቫት ዝተመዝገብኩም ዊዝ ሆልዲንግን 2%ን ቫትን 7.5 % ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ክፍለጥ
6. ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
8. እቲ ዝርዝር አቁሑ መፂእካ ምውሳድ ይከአል
ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን::Tel: 0342415092
Backs