ናይ ባነር ሕትመት ፕሮፎርማ
ተ.ቑ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Descrption | መፍለይ ቑፅሪ Specifcatlon/part | መዐቀኒ Unit | በዝሒ Qantity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ባነር congratulation እንግሊዝኛን ትግርኛ 2016ዓ/ም ዘለዎ | 1mx 3m | ቑዕሪ | 1 | |||||
2 | ባነር congratulation እንግሊዝኛ ንትግርኛ 2016 ዓ/ም ዘይብሉ | 1mx 3m | ቑፅሪ | 1 | |||||
3 | ባነር እንካዕ ዳሕና መፃኩም እንግሊዝኛን ትግርኛን | 1mx 3m | ቑፅሪ | 1 |
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።
4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 30/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/10/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 5/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኸውን።
ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡
Backs